ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዓዲ ሕርዲ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሳልሳይ ብርኪ ብ GC 7ን BC 6ን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. Â ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ
  3. Â ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
  4. ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትንÂ
  5. Â ናይ ሰራሕተኛታት ተኮናተርቲ Â ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ
  6. Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
  7. Â ኩሎም ተጫረቲ ካብ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 8 2008 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንÂ ክፍሊ ቁፅሪ Â 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo