ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዝተኣከበ ብ ኤግዚቢት ዝተተሓዘ እምኒ ግራናይት በዝሒ 13 ቢያጆ ሳፋየር ፅሩይ ግራም በዝሒ 53.20 ፣ ሳፋየር ማእከላይ ዓይነት ግራም በዝሒ 160.9 ሳፋየር ታሕታዋይ ዓይነት ካራንደም ግራም በዝሒ 2 ሺሕ ኣፖል ግራም በዝሒ 162.40 መላኪኖ መፈንቀሊ እምኒን ሞዶሻን መስበሪ እምንን ብጨረታ አወዳዲርና ክንሸጦ ስለ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 ግልፂ ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቀፅሪ ፖሊስ ጣብያ እዩ

2 ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይከዉን

3 ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ ሽዑ ንሽዑ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስን ተረኪቡ ኣታዊ ብምግባር ኣብ 1 መዓልቲ ዉሽጢ ጠቅሊሉ ዝሰዓሮ ንብረት ከልዕል ዝክእል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 75 14 84

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo