በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ መስከረም 05/2013ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2013ዓ/ም ንሰራሕተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንመጓዓዝያ ዘገልግል ማለት እዉን ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህባ ኣዉቶብስ በዓል 44 ወንበር ኮፍ መበሊ ዘለዎን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘቅርቡ

2  መኸበሪ ጨረታ 15,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘትዘሑ

3ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ፋይናንስ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ቢሮ ቁፅሪ 04/05 ብምዉሳድ ዋጋ ብምምላእ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ካብ 20/12/2012ዓ/ም ክሳብ 01/13/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ምእታዉ ይካኣል

4 ሰነድ ጨረታ 01/13/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፋትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo