ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ንምዕዳግ ካብ 4 ለካቲት ክሳብ 6 ለካቲት 2008 ዓም ዝተጋወሐ ምንባሩ ዝፍለጥ ዩ ሕዚ ግን መዕፀዉን መክፈትን ጨረታ 18 ለካቲት 2008 ዓም ተሪፉ ን 24 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡45 ዝተናወሐ ምካኑ ንሕብር

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት፣ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ፣ሕትመት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣንሶላ ኮቦርታ ፣መለዋወጢ አቁሑት ጀነሬተር ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ቅዳሕ እተቅርቡ
  2. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን
  3. ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ጥራሕ ክትወዳደሩ ትክእሉ
  4. ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 4 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 18 ለካቲት 2008 ዓም Â ምዉሳድ ይከኣል
  5. Â
  6. መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ
  7. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 18 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3 ፡45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ኣብ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  8. ዘድሊ መረዳእታን መክበሪ ጨረታን ኣመሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከመዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ
  9. ተጫረቲ ንሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ኣታዊ ይገብር
  10. መክበሪ ዉዕሊ 10% ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  11. እቲ ሆስፒታል ካብ ጠቅላላ ዝዕድጎ ንብረት 20% ክቅንስን ክዉስክን ክምዝክእል ክሕብረ ይፎቱ
  12. ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ በዓል ዋናንÂ እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ኣብ ጎኑ ፊርማ እንተዘይሃሊዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
  13. እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo