ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤት ኣቅሑት ፣ ናይ ሻዉር ኣቅሑትን ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑትን ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትስርሕ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ 19/12/2012 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo