ናይ 2013ዓ/ም በጀት ብቤት መዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ

2 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቀረብቲ ምዝገባ ሰርተፊኬትን

3 ቫት ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለር ዝገበሩን ከቅርብ ዝክእሉን

4 መለለይ ግብሪ ቁፅሪ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ፈርኒቸርን በቢዘርፊ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ከ/ስ/እቶት ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸርን ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ናይ ሕድሕድ ዓይነት ድማ 5000ቅርሺ በቢ ዘርፊ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕልዉ እዩ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 42 06 40/09 14 85 21 68

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo