ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈትና መሰረተ ልምዓትን ካዳስተርን ዝኮና ሞዴል መኪና KUN25Lን Model 3L ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/12/2012ዓ/ም ክሳብ 14/12/2012ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/12/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo