ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፅኢት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ካርድ መለለይ መንነት ኣባላት ነጋዶ

ስፍሓት 14ሳ.ሜ *10

ረጉድ ሽፋን

ሕቡሩ ደሚቕ ሰማያዊ

ካብ 2-7 ዉሽጡ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት መቐለ ዝብል ደቂቕ ሕቡእ ፅሑፍ ዘለዎ

ሎጎ ብንፁር ዝረአ ቕድሚ ሕትመት ዲዛይን ሰርሑ ከርኢ ዝኽእልን ባላከሮን

ብቁፅሪ

2500

1 ዝታሃደሰ ናይ 2012ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 06/12/2012 ክሳብ 09/12/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 402529 / 03 44 41 44 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo