ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ፅገና ጉልበት ዋጋ ን 2013 በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምር/ዞባ ደቡብ ትግራይ

ስለዚ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቕርብ ዝክእል

2 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ብቅዓት መረጋገፂ ሓደ ኮፒን ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ሓደ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእል

4 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ሓምለ 2012ዓ/ም ቫት ዲክልሬሽን ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

5 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምኻኑን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

6 ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብመንገድ ትራንስፖርት ካብ 3ይ ደረጃን ንላዕሊ ዝተወሃቦም ኽኸዉን ይግባእ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/12/2012ዓ/ም ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒን ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 84 መፂእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤

8መከበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ሽሕ ብሲፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

9እቲ ጨረታ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡45ይክፈት፡

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 47 77 00 09/03 47 77 08 68/

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo