ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነት ስራሕ / ዝኣረገ ናይ ምድሪ ቤት ማተኔላ ምልዓል ምፅራግ ብሓድሽ ማርብል ምንፃፍ ፣ ዝኣረገ ናይ ደረጃ ማቴኔላ ምልዓል ምፅራግን ሓድሽ ማርብል ምንፃፍን ፣ ዝኣረጉ ዘከሎ ምልዓል ምፅራግን ብሓድሽ ማርብል ዘኮሎ ምስራሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ ቀረባ ጊዜ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፋይናንሻልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 05/12/2012ክሳብ 08/12/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

6 እቲ ፕሮፎርማ 08/12/2012 ዓም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo