ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ካብ 01 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ተግባራዊ ዝኮዉን ናይ ተሃነፅቲ ምግቢ ከቅርብ ብስራዓት ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 1ዓመት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ንሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ከመግብ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘዉፅኦ ግልፂ ጨረታ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2012/13 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፣ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ምስክር ወረቀት ዘለዎ

2 ናይ ወርሒ ሰነ ሓምለ 2012 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዋናን ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ ዝገበረ ምካኑ፤

3 መክበሪ ጨረታ ንምግብና 30000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ፤

4 ንሓደ ተሃናፃይ ንምግቢ ብመዓልቲ 22 ቅርሺ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክፈልጥ ኣለዎ፤

5 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጓወሐሉ 22/11/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/12/2012ዓ/ም ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ፤

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 07/12/ 2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:40 ይክፈት ፤

8 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-450953 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo