ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ካብ መቐለ መሰቦ ሲምንቶ ፋብሪካ ናብ ወረዳ መረብ ለኸ ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከጋዓዕዝን ከምኡዉን ንቤት ፅሕፈት ገጠር ልምዓት ሕርሻን ቀለብ ወይድማ መኖ ናይ እንስሳ ክዕድግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ

  1.  ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
  2.  ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎም
  3.  ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ነምበር ዘለዎም
  4. ዋንነት መኪና ዝገልፅ ሊብረ ዘለዎ
  5. ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 2 የካቲት 2008 ዓም  ጀሚሩ ክሳብ 18 የካቲት 2008 ዓም  ምዉሳድ ይከኣል 
  6.  ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 5000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ   ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ
  7.  እቲ ጨረታ 18 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4፡00  ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት  18 ለካቲት 2008 ዓም  ሰዓት 4፡30  ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ  ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት
  8.  ዝሰዓረ ኣካል ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ሲምንቶ ናብ ወረዳ መረብ ለከ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን  ኣታዊ ዝገብርን ቀለብ እንስሳ ዉን ብተመሳሳሊ ናብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ኣታዊ ዝገብር
  9.  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo