ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃምላሽ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ንወረዳና ዘለዋ መኪና ንምፅጋን ናይ ኢድ ዋጋ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ቤት ዕዮና ይዕድም በዚ መሰረት

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃምላሽ

1 እዚ ፕሮፎርማ ናይ በዓል ዋና መሕተም ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዚኩም ተቕርቡ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሓደ ኮፒ ምስዚ አተሓሒዝኩም ተቕርቡ

4 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/11/2012- 1/12/2012ዓ/ም እስካብ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ሰነድ መረከኒ  ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914249896/0914107833/0980240865

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo