ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ን2008 ዓም በጀት ዓመት ንግልጋሎተ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ኤችዲፒኢ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ዝመሳሰሉ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ፍርወይኒ

ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ግቡእ ዘማላእኩምን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲዝኮንኩም ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 30 ጥሪ 2008 ዓም ክሳብ 14 ለካቲት 2008 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ናይ ጨረታ ዕለት 14 ለካቲት 2008 ዓም እንትኮን 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ጽሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም  ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምካኑ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470092 /0914783798

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo