ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ/ቀ/ወያነ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተኣረምቲ ን 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ባኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 5,000.00 ቅርሺ

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኮፈሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋፂ ዘቅርብን፣ ናይ ቫት መወዳእታ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉንት ናምበር ዘቅርቡ

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቕርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ ዘቅርቡ

3 ሰነድ ጨረታታ መዐደጊ 50.00 ቅርሺ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተሪኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ኣድራሻና ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት /ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከባ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 /09 37 02 35 98

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo