ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪስን ፅገናን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገና ሰርቪስን ንምግባር ግልጋሎት በዓል ሞያ ጋራዥ ንምቅራብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ ማለት አዉን ቅዳሕ ንክረክባ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምቅራብ ከምኡ ድማ ኣብ ክልቲኤን ኣበያተ ፅሕፈት ፖሊስ ማለት እዉን ኣብ ወና ወረዳ ቤት ፅሕፈት ፋፂን ኣብ ኑኡስ ወረዳ ሰነያ ቤት ፅሕፈት ፖሊስን ብዝተፈላዩ ምክንያት ብገበን ተጠርጢሮም ንዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ቀለብ ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ

1 ናይ ተጫረቲ ሽም፣ ፌርማ ፣ ኣድራሻ ፣ ማህተም ክግበረሉ ኣለዎ

2  ናይ 2010/2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓዉደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቐረባይነት፣ ዝተገናዘበ መረዳአታ ኮፒ ብምቅራብ ክትወዳደሩ ትክእሉ

3 በዚ መሰረትዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትንምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 500 ብምክፋል ምዉሳድ እትክእሉ ምኻንኩም

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሌተርኦፍ ክሬዲትን ምትሓዝ ዝካኣል ኮይኑ ፣መካይን ሰርቪስን ፅገናን 1000.00 ቅርሺ፣ ሞተር ሳይክላት ፅገና ሰርቪስን  5000.00ቅርሺ፣  ግልጋሎት ፎቶ ኮፒ፤ ቀለብ እስራትን  4000.00 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመኸዳ ከትሕዙ ዝኸእሉ ክኾኑ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ጉለመኸዳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን   ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምኻኑ ክትፈልጡ ይግባእ በዚ መሰረት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/12/2012 ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዘኽፈተሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸበሉ በቲ ዕለት 06/12/2012 ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን    ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ይኸፈት

6 ተጫረቲ ዝህብዎ መጫረቲ ዋጋ ን 30 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ምካኑ ዘቅርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ክረጋገፅ ይግባእ

7ተጫረቲ ዋጋ እትመልኡ ኣብ ዝወሰድኩምዎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ እንትኸዉን በዚ መሰረት ቫት ወይ ድማ ቲኦቲ ዝሓወሰ ዋጋ ክትመልኡ ኣለኩም

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናም ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

11 ኣድራሻና ወረዳ ጉለመኸዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 34 01 26 ወይ 09 14 28 99 03 / 09 37 03 77 79 ምድዋል ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo