ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ኣግበ ዝርከቡ ናይስ ዕሽግ ማይ ፋብሪካ ዝተፈላለዩ ስክራብ /ተረፈ ምህርቲ/ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ / ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማይ መትሓዚ120838 ፣ መኽደን ፕላስቲክ ጥርሙዝ መስርሒ ዝዉዕል በዝሒ63182፣ ፕላስቲክ ጥርሙዝ ማት መትሓዚ ቦትል በዝሒ 90182 ፣ መዐሸጊ ደርዘን ማይ ፕላስቲክ ጥርሙዝ በዝሒ 100፣ ባዶ ጀሪካን በዓል 20 ሊትሮ በዝሒ 1000/

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

1 ኣብ 2011ዓ/ም እዋኒ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ግብሪ ናይ 2011ዓ/ም ብእዋኑ ዝኸፈለ

3 መኸበሪ ጨረታ ብር 2500 ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ዝተየፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ዘትሕዝ

4 እቲ ዝሽየጥ ፍርያት ካብ ኣግበ ጨፍሊቑ ዘልዕል

5  ንግዲ ፍቃድን ፣ ንግዲ ምዝገባ ቲን ከምኡ እዉን ቫት ሰርተፊኬት እንተሃልይዎ ምስ ዝርዝር ዋጋ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎ

6 ካብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ይሓ ስቲ ሰንተር ህንፃ ዝርከብ ቢሮና እናመፃእኩም ጨረታ ሰነድ ብብር 50 ዘይምለስ እናዓደግኩም ክትወስደዱ ንዕድም

7 ጨረታ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብዕለት 29/11/2012ዓ/ም ሕጋዊ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት ተጫረቲ ብሳዓቶም እንተዘይተረኺቦም ኣብ ሰዓቱ ዝኽፈት ምኻኑ ነፍልጥ

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

ተወሳኺ ሓበሬታ 09 38 70 12 22 ብምድዋል ዘድሊ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo