ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና መለዋወጥን መጋያየፅን ብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ሰለስቲዙ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግዝኢ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ 23/11/2012ዓ/ም ክሳብ 28/11/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡30 ዝኽፈት ምኻኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኮዉን ኣለዎ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 40 64 51

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo