ሆስፒታል መቐለ ናይ ሓደጋ ምክልካል ሲሊንደር ምምላእ ኦክስጅንን ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ሩዝ ፣ ፊኖ ፣ ዘይቲ ሞኮረኒ ናይ ታኒካ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድም

ሆስፒታል መቐለ

1 ናይዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ ሓዱሽ መቅረባይነትን ቫት ዲክለራንስ ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መከበሪ ጨረታ 10000.00 ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ሆስፒታልና ብዘቀመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስፊኬሽን ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ዘየምለስ 50 ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ሆስፒታልና ምዉሳድ ይክእሉ

4 እዚ ጨረታ ዕለት 06/12/2012 ዓም 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይክእል

6 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344420046

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo