ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ናይ ግቢ ሓፁር ዋተር ዌል ማለት አዉን ፌንስ ስራሕቲ ብመሰረት ረቃሕታት ብርኪ ደኣንት ተገምጊሙ ብቅዓት ዝረከቡ ደረጃ GC 8 BC8 ብምስታፍ ከጫርት ይደሊ

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 1ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡሉ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ሒሳብ ዘፍለጡሉ  ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ምስጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ኣብዚ ጨረታ ብማሕበር ንዝሰተፈ 5 ልዕሊኡን ክኮኑ ኣለዎም

4 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 20,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣሎዎም

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 12/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ረፋድ ይክፈት

8 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06/ 03 42 41 00 85

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo