ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 21/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 24/11/2012ዓ/ም ሰዓት2፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo