ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ናይ መኪና መገያየፂ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ ቀረባ ጊዜ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ስፔስፊኬሽን ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 430 ክወስድ ይክእሉ

6 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፋይናንሻልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 21/11/2012ክሳብ 24/11/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

7 እቲ ፕሮፎርማ 24/11/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ  ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo