ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ኣብ ላጪ ከባቢ ዝርከብ ላይትና ናይ መንገዲ ምስትኽኻል ( Access road) ማለት 300*10 ሜትሮን 220*10 ሜትሮን ዓቐን ዘለዎም መንገድታት ዝቐረፅ ሕማቅ ሓመድ ተቖሪፁ ብዝተመረፀ ናይ ጋራ ጋንቲ ሓመድ እናመለእኻን እናገድገድኻን ምስትክኻል ይኸዉን

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ደረጃ 1-5 ዝኾነ

2 ናይ ዘቅረብሉ ዋጋ ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርብ ዝክእል

3 ዝሰርሕዎ ቦታ ብናይ ባዕሎም ዘድሊ ማሽንን መካይንን ተጠቒሞም ክሰርሑ ዝክእሉ

4 እዚ ቅጥዒ ብትኽኽል ተመሊኡ ናብ ቤት ፅሕፈት ማ/መ/ህ/መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ክሳብ ዕለት 22/11/2012ሰዓት 4፡00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ይቅርብ

5 እዚ ማሕበር እዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342 41 04 60

ቀዳማይ ወያነ ብሎክ መ -211

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo