ትካልና ፍረስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክጫረት ዝደሊ ኣካል ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ / ጣዉላ ፣ ኮምፐርሳቶ፣ ዝተፈላዩን /

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 15/11/2012 ክሳብ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 20000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይ ባንኪ ዝተረጋፀ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/11/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ሓበሬታ ስልኪ-09 14 72 90 36 /09 14 11 07 19ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo