2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዉሽጢ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝፈረሰ ሓፁር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ

1 በዚ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 5000.00ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ዋጋ ዘቕርቡ

3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 15/11/2012ዓ/ም ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 27/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት፡፡

4 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 42 40 14 51 /09 14 20 14 29  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo