ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 16/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/11/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 21/11/2012ዓ/ም ሰዓት9፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo