ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክሳብ 30/11/2013ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ንሰራሕተኛታቱን ተሃነፅቲ ሕግን ናብ ቤት ፍርድን ካልኦት ኣጎልግሎትን ሰርቪስ ዝህባ 2ተ መካይን ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ መኪና እዞም ቀፂሎም ዝስዕቡ ረቃሕታት ኣማልኢኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፣ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ምስክር ወረቀት ዘለዎ

2 ናይ መኪና ብርኪ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብርኪ ዝኮነት

3 መክበሪ ጨረታ ንምግብና 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ፤

4 ንነፍሲ ወከፍ ዝገልፅ መንነት ሕጋዊ ሊብሬ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ጌሩ ከቅርብ ዝክእልን ንሕድሕድ መኪና መግንሒ መኪና ፍቃድ 3ይ ካብኡ ንላዕልን ዘለዎ

5 በዝሒ ዘድልያ መካይን 2ተ ኮይነን ሓንቲ 11 7 ካብኡ ንላዕሊን እትሕዝ ናይ ህዝቢ መኪና ካልኣይ ድማ 15 7 ልዕሊኡን እትሕዝ ናይ ህዝቢ መኪና ክኮና ኣለዎን ኩሉ ወፃእታት ናይታ መኪና ዋና ሸፊኑ ዝሰርሕ ይከዉን

6 እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጓወሐሉ 14/11/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 29/11/2012ዓ/ም  ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9  ክትወስዱ ትክእሉ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 29/11/ 2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:40 ይክፈት ፤

8 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-450953 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo