ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ማሽነርታት ሕፅቦ ማለት እዉን ራድያቶርን ጠቅላላ ናይ ማሽን ኣካል ኣብ ናይ ትካልና ጋራዥ ከፅርይ ስለ ዝደለየ አጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ን 1ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ብመሰረት እዚ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡሉ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 በዚ ዝተጠቀሰ ኣጎልግሎት ስራሕ ልምዲ ዘለዎም

3 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 10,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣሎዎም

4 ጨረታ ዝሰዓረ ተጫራታይ መኸበሪ ዉሕስና ስራሕ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 25/11/2012ዓ/ም ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 25/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡15 ረፋድ ይክፈት ሠ

8 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 48 40 03 03 44 40 58 06

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo