ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንሰራሕተኛታት መመላለሲትን ናይ ፅዕነት መኪናን ክካረ ስለ ዝደለየ ከምኡ እዉን ንዘለዎ ኣናእሽተይ መካይን ጀነሬተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትሳተፉ ንዕድም

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መቕረባይነት ዘለኩም

2 መመለይ ቁፅሪ ወረቀት ምስክር ዝተመዝገብኩም

3 ናይ መኪና ናይ ዋንነት ሊብሬ ዘለኩምን ናይ ህዝቢ መመላለስት ዝኮነትን 44ን ልዕሊኡን ሓይሊ ሰብ እትሕዝ ኮይና ብማዕረ ዋጋ ዝወዳደሩ ንናይ ፅዕነት መኪና 35 ኩንታልን ልዕሊኡን እትፅዕን ኮይና ብማዕረ ዋጋ ዝወዳደሩ

4 ተጫረቲ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስ ናይ ዋጋ ሰነድ ዝርዝር ብምትሓዝ ዓሺጉኩም ኣብ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ አለኩም

 5 ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሸራሮ ማያኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ክትወስዱ ትክእሉ

7 ካብ ዘሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 10%  ከተትሕዙ እትክእሉ

8 አብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝኮዉን ገንዘብ ሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ ሕጋዊ ክፍሊት ቼክን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ እትክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ካብ 10/11/2012 ዓ/ም ክሳብ 27/11/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/11/2012 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡30 ይክፈት

11 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 60 መዓልቲታት ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 50 00 71/ 03 48 50 00 74

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo