ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2013 በጀት ዓመት ናይ መካይን ፅገና ኣጎልግሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

 1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

3 ናይ ወርሒ መጋቢት ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ ኣሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 06/11/2012ዓ/ም ክሳብ 20/11/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo