ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ 1 ኣብ ከተማ መቐለ 2 ኣብ ብዘት 3 ኣብ ኮረም 4 ኣብ ዳንሻ 5 ኣብ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ንምህናፅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ሐይሊ መብራህቲ ክልል ትግራይ

እዚ ጨረታ ብሬድዮ ዝተጋወሐሉ ዕለት 21/10/2012ዓ/ም እዩ

1 ኣብ ኣጎልግሎት ናይ ህንፃ ምስራሕ ማለት ኮንስትራክሽን ዝተወፈሩ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ብሽም ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ናይ ክፍሊት ሰነድ ወይ አብ ቅድመ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ንተራ ቁፅሪ 1 34000.00 ቅርሺ ከምኡ እዉን ንተራ ቁፅሪ 2345 30000.00 ቅርሺ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም 320 ቅርሺ ንሕድሕድ ብምክፋል ምዕዳግ ይካኣል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ01 ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪኑ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

 ኣድራሻ ጎደና ሰማእታት ትሕቲ ፕላኔት ሆቴል

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 67 12

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo