ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ መቐለ ማለት እዉን ኣሸጎዳ ንሰርሖ ናይ ሎጅድቲክን ወር ሃዉስን ፋሲሊቲ ናይ ህንፃ ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-4 ወይም BC-4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ናይ ኮንስትራክሽን / ናይዚ ዘርፉ / ፍቃድን ዘለዎን ቫት ምዝጉቡን ምኻኑን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ብተወሳኪ ናይዚ ወርሒ ሬጅስተርን ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ሰነዳት ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብር 100 ዘይምለስ ብምክፋል ካብ ዕለት 25/10/2020 ክሳብ 01/10/2012 ኣ.ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋ ቀረብን መምርሒ ክወስዱን ከእትዉን ይክእሉ

3 ተጫረቲ ብር 400,000.00/ ኣርባዕተ ሚኢቲ ሽሕ ብር/ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብስምዒ ዝተኣሸገ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብን ብስምዒ ዘይተዓሸገ ስፒኦ ከምኡ እዉን ካሊእ ዓይነት ጨረታ መኸበሪ ተቀባልነት የብሉን

4 እቲ ጨረታ ዕለት 01/11/2020 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይም ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋ ቀረብን መምርሒ ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 68 03/03 44 40 62 25

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo