ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ መረዳእታ ዘቅርቡ

1ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጣ ሰነድ  ዘይምለሰ 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

2 ሰነድ ጨረታ ክሳብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ክሳብ 28/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኩሉሻብ ኣብስራሕ ሰዓት ይከዉን ።

3 ጨረታ 03/11/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት።

4 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ።

5 ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ምዃኑ ብደብደቤ ካብ ዝተገለፁሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ከልዕል ዝክእል

6ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታ ካልእን መብረሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል።

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403477/0344408299 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo