ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ንዘለዉና ኣትሌት ሰርቪስ እትህብ ኣብ ከባቢ ዓዲግራት ክሳድ ዓረቓ ማእኸል ቦታኦም ኮይኑ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ኣብ ዝግበር እዉን ንምንቅስቀስ ዘጣቃለለ ስራሕ እትፍፅም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ትካል ንግዲ ጉና

1 ብቅዓት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ

3 ዝተሐደሰ ኢንሹራንስ 3ይ ወገን ዘማልእ

4 ካብ 28-33 ሰብ እትሕዝ ኮስታር መኪና ኣብ ሰሙን 6 መዓልቲ  ክትርሰርሕ እትኽእል

5 በብ 3ተ ወርሑ ዉዕሊ እናሀደሰ ክሰርሕ ክእል

6 ነዳዲ ብናይ በዓሉ ዝመልእ

7 ንሽፈር ብናይ በዓሉ ደመዉዝን አበልን ዝከፈል

8 ንጨረታ መከበሪ 5000 ብር CPO ብምትሓዝ ካብ ዕለት 17/10/2012 ዓም ክሳብ 25/10/2012 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ጥቃ ኣክሱም ሆቴል ዝርከብ ሰላም ህነፃ ዝብል ቢሮና 3ይ ደብሪ ቁፅሪ በሮ 05 ብምምፃእ ጨረታ ወሲድኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ብዘሎ ዕለትን ኣድራሻን መሰረት ንዙይ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክእትዉ እንዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/10/2012 ዓም ሰዓት 4:30 እንትኮን ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ዕለት 25/10/2012 ዓም ሰዓት 5:00 ምካኑ ነፍልጥ

9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕዉ እዩ

ተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914748300 0902029191

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo