መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ንመስራቤት ንዝህነፅ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ
  1. በቢ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቐረባነት ደፍተርን ቲንን ዝተሐደሰ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናልን ነንበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ 
  2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን  ናይ ወርሒ ታሕሳስ  2008 ዓ/ም ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
  3. ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፅለት 26/ 6 /2007 ዓም  ክሳብ 10/6/2008 ዓ/ም ሰዓት  3:00 ቅ/ቀትሪ ባህርዛፍን ኤሌትሪክን ብሎኬትን ስሚንቶን ኣቕሑት ብዘይ ክፍሊትን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ዝወዳደሩ ኮይኖም ንናይ ህንፃ መሳርሕን ሐሻዋን ግን ዘይምለለስ ዘይምለስ  ብር  30 ቅርሺ እናኸፈሉ ካብ መቤትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ  ይኽእሉ 
  4. እቲ  ጨረታ ዕለት 10/6/2008 ዓ/ም 3:30 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት  4:30 ቅ/ቀትሪ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ  ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን አብ ዘይተረከብሉ ይክፈት::
  5. ተወዳደርቲ  ጨረታ ቅድሚ  ምክፋቱ መክብሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሕን ሐሸዋ ጥራሕ 10,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር / ጥረ ገንዝብ  ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፕኦ ከትሕዙ  አለዎም::
  6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝይብሉ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ማህተምን ፌርማን ተገይሩ ብፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነንበይኑ ፖስታ ብምግባር ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ንዝተዳለወ ሳፁን ናብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ  እቲ ጨረታ ብምሉእ  ይኹን  ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  8. ንዝበለፀ ተወሳኪ  ሓበሬታ  ብአካል  ወይ  ብስልኪ   ቁፅሪ  0344411454/0914120805  ምሕታት  ይካአል::

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo