ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ከ/ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ዝኮና ናይ ክረምታዊ ወፍሪ ዝኸዉን ተኽሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ክሳብ 19/10/2012ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ከተቕርቡ እትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo