ሆስፒታል መቐለ ናይ ሰብ መድሓኒትን ሕክምና ናዉቲን ንላብራቶሪ ሪኤጀንት ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  •  ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምኻኖም ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ
  • ጨረታ ሰነድ  ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/ 05 /2008 ዓ/ም ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 30 እዩ
  • ናይ ተጫረቲ  ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ  ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::
  • ናይ ጨረታ  መክበሪ ብ CPO :ጥረ ገንዘብ ብር 8000.00 ከቅርቡ ዝክእሉ::
  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ  ሓሳብ  ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ  ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::
  • እቲ ጨረታ ዕለት 10/ 06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30  ቅድሚ ቀተሪ ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት::
  • ተጫረቲ  ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ  ኮይኑ  ነናይ  ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::
  • ተጫረቲ ዝመልእዎ  ዋጋ  ብናይ  ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ   ተቀባልነትን የብሉነ
  • ተጫረቲ ሰዓራይ  ምኾኑ ካብ ዝተፈለጠሉ  ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  • ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ  ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር  ዝክእል  :
  • ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ  ሆስፒታል  መቐለ ደጋፊ ከይዲ  ስራሕ  ዕደጋ ፋይናንስን  ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::
  • ተጫረቲ  ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ  ::
  • ቤት  ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::
  • ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት  በመምርሒ ዕዳጋ 125 /2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::
  • ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ  ቑፅሪ  03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል::

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo