መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎም ኣቅሑት ኤሌትሪክ ከምኡ እዉን ሪም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

2 ወረቀት ምስክር ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕን ብምትሕሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ን ፓወር ኬብል 50,000.00 ቅርሺ ፣ንስሊግ ፊክሲቸር 25,000.00 ቅርሺ ከምኡ እዉን ንሬም ወልድዲስክ ድማ  100,000.00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ወይ ድማ ብስፒኦ ምስ ጨረታ ከተሓሕዙ ይግባእ

4 መዘካከሪ ጥረ ገንዘብ ይኩን ብፖስታ ዘይተዓሸገ ስፒኦ ከምኡ እዉን ካሊእ መኸበሪ ጨረታ ተቀባልነት የቡሉን

5 ሳንዱቕ ጨረታ 30/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶመ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344406803

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo