ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ዉሽጢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ንብረት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንደቀቕትን ኣናእሽተይን ማሕበራት ፣ ሕጋዉያን ነጋዶ ካልኦት ሕ/ሰብ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 እዚ ጨረታ ኣብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝርከቡ ደቀቅቲ ኣናእሽተይን ማሕበራት ፣ ሕጋዉያን ነጋዶን ካልኦትን ሕ/ሰብ ክጫረቱ ይክእሉ እዮም

2 ጨረታ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ዉዕሊ ካብ ዝፍፀሙ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተኸታተልቲ ማዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ንብረቶም ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ከልዕሉ ኣለዎም

3 ጨረታ ሰነድ አታዊ ዝግበረሉ ኣብ ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 1ይ ደብሪ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኽእሉ

4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡0 ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ ሓባራዊ ህንፃ ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ኣድላይ መረዳአታ ብምሓዝን 20 ክፍሊት ብምፍፃምን ክወስዱ ይኽእሉ እዮም

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረቱሉ ዋጋ ዝሓዘ ዶክመንት ምስ 20 ቅርሺ ዝኸፈልሉ ደረሰይ ፎቶ ኮፒ ኣብ ፖስታ ምስ አሸጉ ናይቲ ዝጫረቱሉ ሰብ ሽም ማሕበር ወይ ትካል ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ብማርከር ይፀሓፍ

6 ብመፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ክሳብ ዕለት 22/10/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ቅ/ሰዓት ምስተዓሸገ ከእትዉ ይግባእ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/10/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይኸዉን

7 ዝምለስ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ብር 1000.00 ብቅድምያ ከትሕዙ ኣለዎም

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዉ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕለት 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 1ይ ደብሪ ይኽፈት

9 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 76 37

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo