መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጣዉላ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም /ጣዉላ በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ /

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ምግዲ ፍቃድን ከቕርብ ዝኽእል

2 ቫት ምዝጉቡን ዝኾነ ናይ ግብሪ ከፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝኽእል

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/06/2012-09/07/2020ኣ/ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ

4 ጨረታ ዕለት 09/07/2020ኣ/ፈ ሰዓ 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ወኮቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 5000 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ዓሺጎም ብ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብ ብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ተቀባልነት የቡሉን

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምኻኑ ክጠቕሱ ይግባእ

7 ተጫረቲ ናይ ትራንስፖርት  መፅዓንን መዉረድን ክፍሊት ባዕሎም ይሽፍኑ

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 -03 44 40 68 03

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo