ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ማለት / ዲስክቶፕ ኮምፒተር 02፣ ላፕቶፕ ባትሪ 02፣ ሃርድ ዲስክ2tb 20 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምካኑ ብግልፂ ዘንብብ መረዳአታ ከቅርብ ይግባእ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት12/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/10/2012 ሰዓት 8፡30 ኣብ ቢሮ ትመህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 16/10/ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ተዓሺጉ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ . 03 44 40 34 77 /03 44 40 82 99

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo