ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣካል ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 11/10/2012 ክሳብ ዕለት 15/10/2012ዓ/ም

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ 20,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ዉሕስና ከቕርብ ዝኽእል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

7 ቫት ተመዝገብቲ ምኻኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝኽእሉ

ሓበሬታ ስልኪ-09 14 72 90 36 /09 14 11 07 19ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo