ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓድዋ ፣ ዓዲ ግራት ፣ማይ ፀብሪ ፣ሰለኽለኻን ፣ ፍረወይኒንን ዝርከቡ ህንፃታት ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደየ ኣብዚ ክትሳተፉ እትደልዩ BC/GC-6 ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኻናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ምስከር ወረቀትን ፣ ንግዲ ምዝገባ ምስክርነት ግብሪ ክፍሊት ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ፣ ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን ናይ ኮንስትራክሽን / ተኾናታራይነት/ ምዝገባ ካርድን ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ብር 80,000.00 ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ስፒኦ ከቕርብ ዝኽእል

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10/10/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም  ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ቤት ፅሕፈት 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት10/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 24/10/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ኣብ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10% መኸበሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ5መዓልቲዉዕሊ ኣሲሩ

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕ ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo