ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2013 በጀት ዓመት ናይ መካይን ፅገና ኣጎልግሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ዘይንምለስ 100 ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9ተ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣

3 ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ

4 ዝተመለአ ጋራጅን ናይ ጋራጅ መሳርሒን ዘለኩም ባዕሉ ዝኸአለ ናይ ሞተር ዎርከ ሾፕ ፣ ናይ ቦዲ ዎርክ ሾፕ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ዎርክ ሾፕ፣ መዕቀቢ ንብረት ፣ ስርዓት ፋይናንስ፣ እኹል ናይ መካይን መፅንሒ ዝተኣማምን ሓለዋን ዘለዎም ምኻኖም መረዳእታ ብፀሑ ከተቕርቡ ትኲእሉ

5 ካብ ዝምልከቶም ኣካል ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ምኻንኹም መረጋገፂ ከተቅርቡ እትኽእሉ

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ከተቅርቡ እትኽእሉን እተቕርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽኸዉን ኣለዎ

7 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/10/2012 ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

9 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo