ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ላጪ ኣብ ዘስርሖ G+7 ህንፃ ናይ ሳኒታይዘር ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ዝተሓደሰ ናይዚ ዘመን ፍቃድ ንግዲ ፣ ምዝገባ ቲን ናምበር ማለት እዉን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከምኡ እዉን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉብ ምኻኖም መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉን

2 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፍቃድ ንግዲ ናይ ቡምቧ ስራሕ ካብ 6ይ ደረጃ ንላዕሊ ክከዉን ኣለዎ

3 ተጫረቲ ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሑ ምኻኖም ዝገልፅ ልምዲ ስራሕ ከትሕዙን ከምኡ እዉን  ናይ ወርሒ ለካቲት 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ሙሉእ ኣድራሾኦምብ ስልኪ ቁፅሮምን ክፅሕፉ ኣለዎም

5 ጨረታ ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀመሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚዘሙ ዘረክብ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ 30,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፒቪሲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ይግባእ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ላጪ ኣብ ዝርከብ ናይቲ ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 እቲ ጨረታ ካብ 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ 23/10/2012ዓ/ም ንተከታተልቲ 20 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸን ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ በዓል 12 ገፅ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

10 እዚ ረቃሒ እተማልኡ እትክእሉ ተጫረቲ ናይ ሓደ ዋላ  ቫት ብዘይምምላእ ላጪ ኣብ ዝርከብ ናይ ፒቪሲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተዳለወ  ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 13 50 81 32/ 09 45 09 46 28 /09 14 01 14 01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo