ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብ 2011 እስካብ 2012ዓ/ም ናይ ክልተ ዓመት አጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝግበር ናይ ደገ ኦዲተር ክተወዳደሩ ትደልዩ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቃሕታት ተማልኡ ክትወዳደረ ንዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ናይ 2011 ዘሎ ቦክስ ፋይል በዝሒ 50 እንትኸዉን ናይ ቀፃሊ ተኸታታሊ ዓመት ድማ ተመሳሳሊ ይከዉን

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኾኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦረድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቕርብ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም እስካብ 19/10/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 251-034-440-03-36/40-69-68

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo