ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ ነዚይ ግልጋሎት እትህቡ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 09/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 11/10/2012 ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት

3 ኣብዚ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ ካብቲ ጠቅላላ ዘሸነፎ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕል ብኽትሓዝ ዉዕሊ ዝኣስርን ካብቲ ዉዕል ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 15 ተካታታሊ መዓልቲ ኣጠቃሊሊ ዘቅርብ

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo