ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ፃዕዳ ቴትሮን መስፈይ ጋወን ንሓካይም ዝኸዉን ክንገዝእን ክነስፍን ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም / ፃዕዳ ቴትሮን ንሓካይም ጋዉን ዝኸዉን በዓል 6000 ሽሕ ጣቃ 25፣ ስረን ሸሚዝን ዝዓይነቱ ጋቦን መስፈይን 01፣ ኖርማል ጋቦን መስፈይ 01 /

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 45 55 94 432

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo