ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር ቀለም ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም :: /ፕሪንተር ቀለም/ Brother DR-3405 በዝሒ 04

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo