ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ 2012 በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ተጫረቲ ብምስታፍ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይዚ በጀት ዓመት ታክሲ ክሊራንስ ሰርቲፊኬትን ቲንን ቫትን ምዝገባ ሰርተፊኬት እተማልኡ ሕጋዉያን ሰብ ፍቃድ ደረጃ ሓደ / level one/ ዝኾንኩምካብ ፈረ ስዉኣር ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዕድጊትን ቀረብን ክፍሊ 6ይ ፎቅ ቁፅሪ 11 ይሓ ህንፃ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ስልኪ  ዉፅሪ 03 44 41 52 54 ዘድሊ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 10/10/2012ክሳብ 22/10/2012ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

2 ኣብ Private limited company ወይ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበርን መፍረይቲ ትካላት ኦዲት ናይ ምግባር ልምዲ ዘለዎ

3 ኩነታት እቲ ስራሕ ብኣካል ብምርኣይ ብዋጋን ብግዜን ኣብ መወዳደሪ ፖስታ ብኑፅር ከቀምጥ ዝክእል

4 ኣብ ናይ ስራሕ ግዜ ካብ ሰዓት 2፡00 ክሳብ 11፡30 ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ብምሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ከእትዉዎ አለዎም

5 እቲ ጨረታ ዕለት 22/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ተዓፅዩ ዕለት 23/10/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ኣብ ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዕዲጊትን ቀረብን ክፍሊ 6ይ ፎቅ ኣብ ቅድሚ ዝመፅኡ ተጫረቲ ይኽፈት

6 ተጫረቲ ተወሳኺ መረዳእታ ንምርካብ ብስልኪ ዉፅሪ 03 44 41 52 54 ብምድዋል ዘድሊ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል

7 ትካና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo